ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ግብሪ ሃዋርያት 2
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

ግብሪ ሃዋርያት—ትሕዝቶ

      • ብጰንጠቈስጠ መንፈስ ቅዱስ ፈሰሰ (1-13)

      • ዘረባ ጴጥሮስ (14-36)

      • እቶም ህዝቢ ዘረባ ጴጥሮስ ሰሚዖም ስጕምቲ ወሰዱ (37-41)

        • 3,000 ተጠምቁ (41)

      • ክርስትያናዊ ሕብረት (42-47)

ግብሪ ሃዋርያት 2:1

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘሌ 23:16፣ ዘዳ 16:9-11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 22

ግብሪ ሃዋርያት 2:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 4:31

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 21

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/1998፡ ገጽ 13-14

ግብሪ ሃዋርያት 2:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 21

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/1998፡ ገጽ 13-14

ግብሪ ሃዋርያት 2:4

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ልሳናት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማር 1:8፣ ዮሃ 14:26
  • +ግብ 10:45, 46፣ 1ቈረ 12:8, 10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 150

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/1998፡ ገጽ 13-14

ግብሪ ሃዋርያት 2:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 23:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/12/2015፡ ገጽ 11

ግብሪ ሃዋርያት 2:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 21፡ 24

ግብሪ ሃዋርያት 2:7

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማር 14:70፣ ግብ 1:11

ግብሪ ሃዋርያት 2:9

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ነገ 17:6
  • +ዳን 8:1, 2
  • +1ጴጥ 1:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 25-26

ግብሪ ሃዋርያት 2:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 12:48

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 25፡ 27

ግብሪ ሃዋርያት 2:11

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 150

ግብሪ ሃዋርያት 2:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 1:13

ግብሪ ሃዋርያት 2:15

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ማለት፡ ንግሆ ሰዓት 9 ቅ.ቀ. ኣቢሉ።

ግብሪ ሃዋርያት 2:16

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/1995፡ ገጽ 18

ግብሪ ሃዋርያት 2:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮኤ 2:28

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 7

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    4/2020፡ ገጽ 5-7

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2002፡ ገጽ 15

    1/5/1998፡ ገጽ 13-14፡ 18

    1/5/1995፡ ገጽ 18

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ኤር-ሚል፡ ገጽ 13

ግብሪ ሃዋርያት 2:18

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ቈረ 12:8, 10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2002፡ ገጽ 15

    1/5/1998፡ ገጽ 13-14

    1/5/1995፡ ገጽ 18

ግብሪ ሃዋርያት 2:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/1998፡ ገጽ 13-14

    15/12/1997፡ ገጽ 16-17

ግብሪ ሃዋርያት 2:20

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/1998፡ ገጽ 13-14

    15/12/1997፡ ገጽ 16-17

ግብሪ ሃዋርያት 2:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮኤ 2:28-32፣ ሮሜ 10:13

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/1998፡ ገጽ 13-19

    15/12/1997፡ ገጽ 16-17

    “መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ፣” ኤር-ሚል፡ ገጽ 13

ግብሪ ሃዋርያት 2:22

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 5:36፣ 14:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 16

ግብሪ ሃዋርያት 2:23

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ምኽርን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 19:10, 11፣ ግብ 4:27, 28፣ 1ጴጥ 1:20
  • +ሉቃ 23:33፣ ግብ 5:30፣ 7:52

ግብሪ ሃዋርያት 2:24

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ካብ ስቓይ ሞት።” ወይ፡ “ካብ ማእሰር ሞት” ኪኸውን ይኽእል።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮሃ 10:17, 18
  • +ግብ 3:15፣ ሮሜ 4:24፣ 1ቈረ 6:14፣ ቈሎ 2:12፣ እብ 13:20

ግብሪ ሃዋርያት 2:25

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ኣብ ቅድሚ ኣዒንተይ።”

ግብሪ ሃዋርያት 2:26

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ስጋይ እውን ብተስፋ ኺሓድር እዩ።”

ግብሪ ሃዋርያት 2:27

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ንነፍሰይ።”

  • *

    ወይ፡ “ሃደስ፡” ማለት፡ ሓፈሻዊ መቓብር ደቂ ሰብ። ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 13:35

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 66

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/5/2005፡ ገጽ 14-15

    1/5/1995፡ ገጽ 18

ግብሪ ሃዋርያት 2:28

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ኣብ ቅድሚ ገጽካ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 16:8-11

ግብሪ ሃዋርያት 2:29

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 2:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/9/1996፡ ገጽ 9

ግብሪ ሃዋርያት 2:30

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ፍረ ሕቘኡ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ሳሙ 7:12, 13፣ መዝ 89:3, 4፣ 132:11

ግብሪ ሃዋርያት 2:31

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሃደስ፡” ማለት፡ ሓፈሻዊ መቓብር ደቂ ሰብ። ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።

  • *

    ወይ፡ “ምብስባስ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 16:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 66

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    12/2017፡ ገጽ 10

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2011፡ ገጽ 16

    1/11/2008፡ ገጽ 9

    መምህር፡ ገጽ 202

    ንዘለኣለም ምንባር፡ ገጽ 82-83

ግብሪ ሃዋርያት 2:32

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 24:46-48፣ ግብ 1:8፣ 3:15

ግብሪ ሃዋርያት 2:33

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሮሜ 8:34፣ ፊል 2:9-11፣ 1ጴጥ 3:22
  • +ዮሃ 14:26

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)፡

    1/2020፡ ገጽ 30

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2010፡ ገጽ 15-16

ግብሪ ሃዋርያት 2:34

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ግብሪ ሃዋርያት 2:35

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 110:1፣ ሉቃ 20:42, 43፣ 1ቈረ 15:25፣ እብ 10:12, 13

ግብሪ ሃዋርያት 2:36

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 28:18፣ ዮሃ 3:35፣ ግብ 5:31
  • +ዮሃ 19:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 25-26

ግብሪ ሃዋርያት 2:38

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 24:46, 47፣ ግብ 17:30፣ 26:20
  • +ማቴ 26:27, 28፣ ኤፌ 1:7
  • +ማቴ 28:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 26-27

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/3/2013፡ ገጽ 18

    15/5/2003፡ ገጽ 30-31

    1/4/2002፡ ገጽ 11

ግብሪ ሃዋርያት 2:39

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዮኤ 2:28
  • +ዮኤ 2:32

ግብሪ ሃዋርያት 2:40

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘዳ 32:5፣ መዝ 78:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/6/1997፡ ገጽ 28

ግብሪ ሃዋርያት 2:41

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሳት።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 8:12፣ 18:8
  • +ግብ 4:4፣ 5:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 26-27

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    1/8/2002፡ ገጽ 15-16

ግብሪ ሃዋርያት 2:42

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ዘለዎም ብምምቓልን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 2:46
  • +ግብ 1:14

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ)፡

    4/2016፡ ገጽ 21-22

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/7/2013፡ ገጽ 16-17

    11/2018፡ ገጽ 4

ግብሪ ሃዋርያት 2:43

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ነፍሲ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 5:12

ግብሪ ሃዋርያት 2:44

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 27

ግብሪ ሃዋርያት 2:45

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ማቴ 19:21
  • +ግብ 4:32, 34

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መስክር፡ ገጽ 27

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/5/2008፡ ገጽ 30

ግብሪ ሃዋርያት 2:47

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ኣብ መ.ጽ. ሀ5 ርአ።

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ግብ 5:14፣ 11:21፣ 1ቈረ 3:7

ሓፈሻዊ

ግብ. 2:1ዘሌ 23:16፣ ዘዳ 16:9-11
ግብ. 2:2ግብ 4:31
ግብ. 2:4ማር 1:8፣ ዮሃ 14:26
ግብ. 2:4ግብ 10:45, 46፣ 1ቈረ 12:8, 10
ግብ. 2:5ዘጸ 23:17
ግብ. 2:7ማር 14:70፣ ግብ 1:11
ግብ. 2:92ነገ 17:6
ግብ. 2:9ዳን 8:1, 2
ግብ. 2:91ጴጥ 1:1
ግብ. 2:10ዘጸ 12:48
ግብ. 2:14ግብ 1:13
ግብ. 2:17ዮኤ 2:28
ግብ. 2:181ቈረ 12:8, 10
ግብ. 2:21ዮኤ 2:28-32፣ ሮሜ 10:13
ግብ. 2:22ዮሃ 5:36፣ 14:10
ግብ. 2:23ዮሃ 19:10, 11፣ ግብ 4:27, 28፣ 1ጴጥ 1:20
ግብ. 2:23ሉቃ 23:33፣ ግብ 5:30፣ 7:52
ግብ. 2:24ዮሃ 10:17, 18
ግብ. 2:24ግብ 3:15፣ ሮሜ 4:24፣ 1ቈረ 6:14፣ ቈሎ 2:12፣ እብ 13:20
ግብ. 2:27ግብ 13:35
ግብ. 2:28መዝ 16:8-11
ግብ. 2:291ነገ 2:10
ግብ. 2:302ሳሙ 7:12, 13፣ መዝ 89:3, 4፣ 132:11
ግብ. 2:31መዝ 16:10
ግብ. 2:32ሉቃ 24:46-48፣ ግብ 1:8፣ 3:15
ግብ. 2:33ሮሜ 8:34፣ ፊል 2:9-11፣ 1ጴጥ 3:22
ግብ. 2:33ዮሃ 14:26
ግብ. 2:35መዝ 110:1፣ ሉቃ 20:42, 43፣ 1ቈረ 15:25፣ እብ 10:12, 13
ግብ. 2:36ማቴ 28:18፣ ዮሃ 3:35፣ ግብ 5:31
ግብ. 2:36ዮሃ 19:6
ግብ. 2:38ሉቃ 24:46, 47፣ ግብ 17:30፣ 26:20
ግብ. 2:38ማቴ 26:27, 28፣ ኤፌ 1:7
ግብ. 2:38ማቴ 28:19
ግብ. 2:39ዮኤ 2:28
ግብ. 2:39ዮኤ 2:32
ግብ. 2:40ዘዳ 32:5፣ መዝ 78:8
ግብ. 2:41ግብ 8:12፣ 18:8
ግብ. 2:41ግብ 4:4፣ 5:14
ግብ. 2:42ግብ 2:46
ግብ. 2:42ግብ 1:14
ግብ. 2:43ግብ 5:12
ግብ. 2:45ማቴ 19:21
ግብ. 2:45ግብ 4:32, 34
ግብ. 2:47ግብ 5:14፣ 11:21፣ 1ቈረ 3:7
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
  • 22
  • 23
  • 24
  • 25
  • 26
  • 27
  • 28
  • 29
  • 30
  • 31
  • 32
  • 33
  • 34
  • 35
  • 36
  • 37
  • 38
  • 39
  • 40
  • 41
  • 42
  • 43
  • 44
  • 45
  • 46
  • 47
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
ግብሪ ሃዋርያት 2:1-47

ግብሪ ሃዋርያት

2 ብመዓልቲ ጰንጠቈስጠ*+ ድማ፡ ኵላቶም ሓቢሮም ብሓንሳብ ነበሩ። 2 ብሃንደበት ከኣ ከም ብርቱዕ ህቦብላ ንፋስ ዚመስል ደሃይ ካብ ሰማይ መጸ፣ ንብዘላ እታ ተቐሚጦምላ ዝነበሩ ቤት እውን መልኣ።+ 3 ልሳናት ሓዊ ዚመስል ከኣ ተራእዮም፣ ተመቓቒሉ ኸኣ ኣብ ነፍሲ ወከፎም ዓለበ። 4 ኵላቶም ድማ ብመንፈስ ቅዱስ ተመልኡ+ እሞ፡ ከምቲ እቲ መንፈስ ኪዛረቡ ዘኽኣሎም እውን ብኻልእ ቋንቋታት* ኪዛረቡ ጀመሩ።+

5 በቲ ግዜ እቲ፡ ኣብ ትሕቲ ሰማይ ካብ ዘለዉ ዅሎም ህዝቢ፡ ንኣምላኽ ዚፈርሁ ኣይሁድ ኣብ የሩሳሌም ነበሩ።+ 6 እዚ ደሃይ እዚ ምስ ኰነ ድማ፡ ህዝቢ ተኣከቡ፣ በብቛንቋኦም ኪዛረቡ ስለ ዝሰምዕዎም ከኣ ደንጸዎም። 7 ተደሚሞምን ተገሪሞምን ከኣ ከምዚ በሉ፦ “እንሆ፡ ኵሎም እዞም ዚዛረቡ ዘለዉ፡ ገሊላውያን+ ደይኰኑን፧ 8 ከመይ ኢልና ደኣ ኢና ነፍሲ ወከፍና በበቲ እተወለድናሉ ቛንቋ ኺዛረቡ እንሰምዖም ዘለና፧ 9 ንሕና ሰብ ጳርትያውያንን ሜዶናውያንን+ ዔላማውያንን+ ነበርቲ መሶጶታምያን ይሁዳን ቀጶዶቅያን ጶንጦስን ኣውራጃ እስያን+ 10 ፍርግያን ጰምፊልያን ግብጽን ዞባታት ሊብያ ጥቓ ቀሬኔን ካብ ሮሜ ዝመጹ ኣይሁድን ጵሮሴሊታትን+ 11 ቅሬጥሳውያንን ኣዕራብን ብዛዕባ እቲ ዓብዪ ግብሪ ኣምላኽ በብቛንቋና ኺዛረቡ ንሰምዖም ኣለና።” 12 ኵላቶም ተደሚሞምን ደንጽይዎምን፡ “እዝስ እንታይ ኰን ይኸውን፧” ተባሃሃሉ። 13 ካልኦት ግና ኣላገጹሎም፡ “ጕዕሽ ወይኒ ጸጊቦም እዮም” ድማ በሉ።

14 ጴጥሮስ ግና ምስቶም ዓሰርተው ሓደ ተንሲኡ፡+ ድምጹ ዓው ኣቢሉ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦም፦ “ኣቱም ሰብ ይሁዳን ኣብ የሩሳሌም እትነብሩ ዅላትኩምን፡ እዚ ኣባኻትኩም ይፈለጥ፡ ንቓለይ ድማ ጽን በሉ። 15 ሳልሰይቲ ሰዓት ናይ መዓልቲ* እያ እሞ፡ ከምዚ ንዓኻትኩም ዚመስለኩም ዘሎ፡ እዚኣቶም ኣይሰኸሩን። 16 እዚ ግና እቲ ብነብዪ ዮኤል እተባህለ እዩ፦ 17 ‘“በተን ዳሕሮት መዓልትታት፡” ይብል ኣምላኽ፡ “ካብ መንፈሰይ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ዓይነት ስጋ ኸፍስስ እየ፣ ኣወዳትኩምን ኣዋልድኩምን ኪንበዩ፡ ኣጕባዝኩም ራእያት ኪርእዩ፡ ኣረገውትኹም እውን ሕልምታት ኪሓልሙ እዮም፣+ 18 በተን መዓልትታት እቲአን ድማ ካብ መንፈሰይ ኣብ ተባዕትዮ ባሮተይን ኣንስትዮ ባሮተይን እውን ከፍስስ እየ፣ ንሳቶም ከኣ ኪንበዩ እዮም።+ 19 ኣነ ድማ ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ተኣምራት፡ ኣብ ታሕቲ ኣብ ምድሪ ኸኣ ትእምርቲ ደምን ሓውን ጣቓ ትክን ክህብ እየ። 20 እታ ዓባይን ድምቕትን መዓልቲ የሆዋ* ቕድሚ ምምጻኣ፡ ጸሓይ ናብ ጸልማት ክትልወጥ እያ፡ ወርሒ ኸኣ ናብ ደም። 21 ስም የሆዋ* ዚጽውዕ ዘበለ ዅሉ ድማ ኪድሕን እዩ።”’+

22 “ኣቱም ሰብ እስራኤል፡ እዚ ቓል እዚ ስምዑ፦ ንስኻትኩም ባዕላትኩም ከም እትፈልጥዎ፡ የሱስ እቲ ናዝሬታዊ፡ በቲ ኣምላኽ ብእኡ ኣቢሉ ኣብ ማእከልኩም ዝገበሮ ግብርታት ሓይልን ተኣምራትን ትእምርትታትን፡ ኣምላኽ ዝመስከረሉ ሰብኣይ እዩ ነይሩ።+ 23 ነዚ ኣምላኽ ብዝወሰኖ ፍቓድን* ኣቐዲሙ ብዝፈለጦ ፍልጠትን ኣሕሊፍካ እተዋህበ ድማ፡+ ብኢድ እቶም ጠሓስቲ ሕጊ ኣብ ጕንዲ ሰቒልኩምዎን ቀቲልኩምዎን ኢኹም።+ 24 ግናኸ፡ ሞት ሒዙ ኼጽንዖ ስለ ዘይከኣለ፡+ ኣምላኽ ካብ ሞት* ፈቲሑ ኣተንሲእዎ እዩ።+ 25 ዳዊትሲ ብዛዕባኡ ኸምዚ ይብል፦ ‘ንየሆዋ* ወትሩ ኣብ ቅድመይ* እገብሮ እየ፣ ብየማነይ ስለ ዝዀነ፡ ከቶ ኣይናወጽን እየ። 26 ስለዚ፡ ልበይ ተሓጒሱ፡ ልሳነይ ከኣ ባህ ኢልዋ። ኣነ እውን ብተስፋ ኽሓድር እየ፣* 27 ምኽንያቱ፡ ንዓይ* ኣብ መቓብር* ኣይትሓድገንን ኢኻ፣ እሙንካ ጥፍኣት ኪርኢ እውን ኣይትፈቅድን ኢኻ።+ 28 መገድታት ህይወት ኣፍሊጥካኒ፡ ኣብ ቅድሜኻ* ኸኣ ብዓብዪ ሓጐስ ክትመልኣኒ ኢኻ።’+

29 “ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ብዛዕባ ዳዊት እቲ ርእሲ ዓሌት፡ ንሱ ኸም ዝሞተን ከም እተቐብረን፡+ መቓብሩ እውን ክሳዕ ሎሚ ምሳና ኸም ዘሎን፡ ንዓኻትኩም ብትብዓት ክዛረብ ፍቐዱለይ። 30 እምበኣር፡ ንሱ ነብዪ ስለ ዝነበረ፡ ሓደ ኻብ ዘርኡ* ኣብ ዝፋኑ ኪቕመጥ ምዃኑ ኣምላኽ ብማሕላ ኸም ዝመሓለሉ ድማ ስለ ዝፈለጠ፡+ 31 ብዛዕባ ትንሳኤ ክርስቶስ፡ ንሱ ኣብ መቓብር* ከም ዘይሕደግ፡ ስጋኡ እውን ጥፍኣት* ከም ዘይርኢ፡ ኣቐዲሙ ርእዩ ተዛሪቡ እዩ።+ 32 ኣምላኽ ነዚ የሱስ እዚ ኣተንሲእዎ እዩ፣ ብዛዕባ እዚ ኸኣ ኵላትና መሰኻኽር ኢና።+ 33 እምበኣር፡ ንሱ ናብ የማን ኣምላኽ ልዕል ስለ ዝበለን+ ነቲ እተተስፈወ መንፈስ ቅዱስ ካብ ኣቦ ስለ እተቐበለን፡+ ነዚ እትርእይዎን እትሰምዕዎን ዘለኹም ኣፍሲስዎ ኣሎ። 34 ዳዊትሲ ናብ ሰማያት ኣይዓረገን፣ ግናኸ፡ ንሱ ባዕሉ፡ ‘የሆዋ* ንጐይታይ፡ 35 “ንጸላእትኻ ድኳ እግርኻ ኽሳዕ ዝገብሮም፡ ኣብ የማነይ ተቐመጥ” በሎ’+ ኢሉ እዩ። 36 እምበኣር፡ ኣምላኽ ነዚ ንስኻትኩም ዝሰቐልኩምዎ የሱስ፡ ጐይታን+ ክርስቶስን ከም ዝገበሮ፡ ኵላ ቤት እስራኤል ብርግጽ ትፍለጥ።”+

37 ሽዑ፡ እዚ ምስ ሰምዑ፡ ልቦም ተወግአ እሞ፡ ንጴጥሮስን ንኻልኦት ሃዋርያትን፡ “ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ እንታይ ንግበር፧” በልዎም። 38 ጴጥሮስ ከኣ፡ “ተነስሑ፡+ ነፍሲ ወከፍኩም ከኣ ብስም የሱስ ክርስቶስ ንሕድገት ሓጢኣቱ+ ይጠመቕ፣+ ናጻ ውህበት መንፈስ ቅዱስ እውን ክትቅበሉ ኢኹም። 39 እቲ ተስፋስ+ ንዓኻትኩምን ንደቅኹምን ንዅሎም እቶም ኣብ ርሑቕ ዘለዉን፡ ኰታስ ንዅሎም እቶም የሆዋ* ኣምላኽና ናብኡ ዚጽውዖም ዘበሉ እዩ” በሎም።+ 40 “ካብዚ ቔናን ወለዶ እዚ ድሓኑ” እናበለ ኸኣ ብብዙሕ ካልእ ቃል ኣጸቢቑ መስከረሎምን መዓዶምን።+ 41 ስለዚ፡ እቶም ነቲ ቓሉ ተሓጒሶም እተቐበልዎ ተጠምቁ፣+ በታ መዓልቲ እቲኣ ኸኣ ኣስታት 3,000 ሰባት* ተወሰኹ።+ 42 ብትምህርቲ ሃዋርያትን ብሕብረትን* ብምቝራስ እንጌራን+ ብጸሎትን ከኣ ጸኒዖም ነበሩ።+

43 እወ፡ ኣብ ኵሉ ሰብ* ፍርሃት ኰነ፣ ብዙሕ ተኣምራትን ትእምርትታትን ድማ ብሃዋርያት ተገብረ።+ 44 ኵሎም እቶም ዝኣመኑ ብሓንሳእ ነበሩ፣ ዘለዎም ኵሉ እውን ናይ ሓባር ነበረ፣ 45 ጥሪቶምን+ ንብረቶምን ሸይጦም ከኣ፡ ንዅሎም ከከም ዜድልዮም ይመቕልዎም ነበሩ።+ 46 መዓልቲ መዓልቲ ኣብ ቤተ መቕደስ ከየብኰሩ ብሓባር ይእከቡ ነበሩ፣ ኣብ እተፈላለየ ኣባይቲ ድማ ይምገቡ፡ ብታሕጓስን ብግሩህ ልብን ከኣ ምግቦም ይማቐሉ ነበሩ፣ 47 ንኣምላኽ ይውድስዎ ነበሩ፡ ኣብ ቅድሚ ዅሉ ህዝቢ እውን ሞገስ ነበሮም። የሆዋ* ድማ ዚድሕኑ መዓልቲ መዓልቲ ይውስኸሎም ነበረ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ