ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 145
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

መዝሙር—ትሕዝቶ

      • ንኣምላኽ፡ ነቲ ዓብዪ ንጉስ ምውዳስ

        • ‘ዕቤት ኣምላኽ ክነግር እየ’ (6)

        • “የሆዋ ንዅሉ ሕያዋይ እዩ” (9)

        • ‘እሙናትካ ኺውድሱኻ እዮም’ (10)

        • ናይ ዘለኣለም ንግስና ኣምላኽ (13)

        • ኢድ ኣምላኽ ንዅሉ ተዕግብ (16)

መዝሙር 145:1

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ኢሳ 33:22፣ ራእ 11:17
  • +1ዜና 29:10

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2004፡ ገጽ 10-11

መዝሙር 145:2

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 119:164
  • +መዝ 146:2

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2004፡ ገጽ 10-11

መዝሙር 145:3

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ምርዳኡ ዘይከኣል።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 150:2፣ ሮሜ 1:20፣ ራእ 15:3
  • +እዮ 26:14፣ መዝ 139:6፣ ሮሜ 11:33

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2004፡ ገጽ 11-13

መዝሙር 145:4

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘጸ 12:26, 27

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2004፡ ገጽ 13-14

መዝሙር 145:5

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 8:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2008፡ ገጽ 14

    15/1/2004፡ ገጽ 13-14

መዝሙር 145:6

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሓይልኻ።”

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/8/2008፡ ገጽ 14

    15/1/2004፡ ገጽ 13-14

መዝሙር 145:7

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰናይካ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +1ነገ 8:66፣ መዝ 13:6፣ 31:19፣ ኢሳ 63:7፣ ኤር 31:12
  • +መዝ 51:14፣ ራእ 15:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 279

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2004፡ ገጽ 14-15

መዝሙር 145:8

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ጸጋውን።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +2ዜና 30:9፣ ኤፌ 2:4
  • +ዘጸ 34:6፣ ነህ 9:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2004፡ ገጽ 14-15

መዝሙር 145:9

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ሰናይ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 25:8፣ ናሆ 1:7፣ ማቴ 5:44, 45፣ ግብ 14:17፣ ያእ 1:17

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንየሆዋ ቕረቦ፡ ገጽ 272

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2004፡ ገጽ 14-15

መዝሙር 145:10

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 19:1
  • +መዝ 30:4፣ እብ 13:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2004፡ ገጽ 16

መዝሙር 145:11

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ሉቃ 10:8, 9
  • +ዘዳ 3:24፣ 1ዜና 29:11፣ ራእ 15:3

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2004፡ ገጽ 16

መዝሙር 145:12

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 98:1
  • +መዝ 103:19

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2004፡ ገጽ 16-17

መዝሙር 145:13

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 146:10፣ 1ጢሞ 1:17

መዝሙር 145:14

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 37:23, 24፣ 94:18
  • +መዝ 146:8

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2004፡ ገጽ 17

መዝሙር 145:15

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 1:30፣ መዝ 136:25

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2004፡ ገጽ 17-19

መዝሙር 145:16

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 104:27, 28፣ 107:9፣ 132:14, 15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!፡ ትምህርቲ 33

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2004፡ ገጽ 17-19

መዝሙር 145:17

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +ዘፍ 18:25፣ ዘዳ 32:4
  • +መዝ 18:25፣ ራእ 15:3, 4

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2004፡ ገጽ 19

መዝሙር 145:18

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ወይ፡ “ብቕንዕና።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 34:18፣ ያእ 4:8
  • +መዝ 17:1

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 174

    ንቕሑ!፡

    ቍ. 1 2021፡ ገጽ 14

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2004፡ ገጽ 19-20

መዝሙር 145:19

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 34:9
  • +መዝ 37:39, 40፣ 50:15

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ንቕሑ!፡

    ቍ. 1 2021፡ ገጽ 14

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2004፡ ገጽ 19-20

መዝሙር 145:20

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 31:23፣ 97:10
  • +ምሳ 2:22

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ዓንቀጽ 66

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2004፡ ገጽ 19-20

    15/12/2002፡ ገጽ 15-16

መዝሙር 145:21

እግረ ጽሑፋት

  • *

    ቃ.ቃ.፡ “ስጋ።”

ሕድጋታዊ መወከሲታት

  • +መዝ 34:1፣ 51:15
  • +መዝ 117:1፣ 150:6

መሐበሪ

  • መሐበሪ ምርምር

    ግምቢ ዘብዐኛ፡

    15/1/2004፡ ገጽ 20

ሓፈሻዊ

መዝ. 145:1ኢሳ 33:22፣ ራእ 11:17
መዝ. 145:11ዜና 29:10
መዝ. 145:2መዝ 119:164
መዝ. 145:2መዝ 146:2
መዝ. 145:3መዝ 150:2፣ ሮሜ 1:20፣ ራእ 15:3
መዝ. 145:3እዮ 26:14፣ መዝ 139:6፣ ሮሜ 11:33
መዝ. 145:4ዘጸ 12:26, 27
መዝ. 145:5መዝ 8:1
መዝ. 145:71ነገ 8:66፣ መዝ 13:6፣ 31:19፣ ኢሳ 63:7፣ ኤር 31:12
መዝ. 145:7መዝ 51:14፣ ራእ 15:3
መዝ. 145:82ዜና 30:9፣ ኤፌ 2:4
መዝ. 145:8ዘጸ 34:6፣ ነህ 9:17
መዝ. 145:9መዝ 25:8፣ ናሆ 1:7፣ ማቴ 5:44, 45፣ ግብ 14:17፣ ያእ 1:17
መዝ. 145:10መዝ 19:1
መዝ. 145:10መዝ 30:4፣ እብ 13:15
መዝ. 145:11ሉቃ 10:8, 9
መዝ. 145:11ዘዳ 3:24፣ 1ዜና 29:11፣ ራእ 15:3
መዝ. 145:12መዝ 98:1
መዝ. 145:12መዝ 103:19
መዝ. 145:13መዝ 146:10፣ 1ጢሞ 1:17
መዝ. 145:14መዝ 37:23, 24፣ 94:18
መዝ. 145:14መዝ 146:8
መዝ. 145:15ዘፍ 1:30፣ መዝ 136:25
መዝ. 145:16መዝ 104:27, 28፣ 107:9፣ 132:14, 15
መዝ. 145:17ዘፍ 18:25፣ ዘዳ 32:4
መዝ. 145:17መዝ 18:25፣ ራእ 15:3, 4
መዝ. 145:18መዝ 34:18፣ ያእ 4:8
መዝ. 145:18መዝ 17:1
መዝ. 145:19መዝ 34:9
መዝ. 145:19መዝ 37:39, 40፣ 50:15
መዝ. 145:20መዝ 31:23፣ 97:10
መዝ. 145:20ምሳ 2:22
መዝ. 145:21መዝ 34:1፣ 51:15
መዝ. 145:21መዝ 117:1፣ 150:6
  • መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10
  • 11
  • 12
  • 13
  • 14
  • 15
  • 16
  • 17
  • 18
  • 19
  • 20
  • 21
መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
መዝሙር 145:1-21

መዝሙር

ናይ ዳዊት ውዳሰ።

א [ኣሌፍ]

145 ኦ ኣምላኸይ፡ ንጉሰይ፡ ልዕል ከብለካ፡+

ንዘለኣለመ ኣለም ድማ ስምካ ኽውድስ እየ።+

ב [ቤት]

 2 ምሉእ መዓልቲ ኽውድሰካ፡+

ንዘለኣለመ ኣለም ከኣ ስምካ ኽውድስ እየ።+

ג [ጊሜል]

 3 የሆዋ ዓብይን ብዙሕ ውዳሰ ዚግብኦን እዩ፣+

ዕቤቱ ዘይምርመር* እዩ።+

ד [ዳሌጥ]

 4 ካብ ወለዶ ንወለዶ ግብርታትካ ኺውድሱ፡

ብዛዕባ ግብርታት ሓይልኻ ኺነግሩ እዮም።+

ה [ሄ]

 5 ብዛዕባ ኽቡር ግርማ ዕቤትካ ኺዛረቡ እዮም፣+

ኣነ ድማ ብዛዕባ ዜደንቕ ግብርታትካ ኸስተንትን እየ።

ו [ዋው]

 6 ብዛዕባ እቲ ዜፍርህ ተግባራትካ* ኺዛረቡ እዮም፣

ኣነ ኸኣ ዕቤትካ ኽነግር እየ።

ז [ዛይን]

 7 ብዛዕባ ብዝሒ ሕያውነትካ* ዘኪሮም ኬውርዩ፡+

ስለቲ ጽድቅኻ እውን እልል ኪብሉ እዮም።+

ח [ሔት]

 8 የሆዋ ርሕሩሕን* መሓርን፡+

ንቝጥዓ ደንጓይን ብዓል ዓብዪ ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕርን እዩ።+

ט [ጤት]

 9 የሆዋ ንዅሉ ሕያዋይ* እዩ፣+

ምሕረቱ ድማ ኣብ ኵሉ ግብርታቱ ይርአ።

י [ዮድ]

10 ኦ የሆዋ፡ ኵሉ ግብርታትካ ኼሞግሰካ እዩ፣+

እሙናትካ ኸኣ ኪውድሱኻ እዮም።+

כ [ካፍ]

11 ክብሪ ንግስናኻ ኺነግሩ፡+

ብዛዕባ ሓይልኻ እውን ኪዛረቡ እዮም፣+

ל [ላሜድ]

12 ግብርታት ሓይልኻን+

ክቡር ግርማ ንግስነትካን ድማ ንሰብ ኬፍልጡ እዮም።+

מ [ሜም]

13 ንግስናኻ ናይ ዘለኣለም ንግስና እዩ፣

ግዝኣትካ ኸኣ ንውሉድ ወለዶ ይነብር እዩ።+

ס [ሳሜኽ]

14 የሆዋ ንዅሎም ዚወድቁ ይድግፎም፡+

ንዅሎም ዝደነኑ ኸኣ የተንስኦም።+

ע [ዓይን]

15 ኵለን ኣዒንቲ ብተስፋ ናባኻ ይጥምታ፣

ንስኻ እውን ብግዜኡ ምግቦም ትህቦም።+

פ [ፌ]

16 ኢድካ ትኸፍት እሞ፡

ትምኒት ህያው ዘበለ ዅሉ ተዕግብ።+

צ [ጻዴ]

17 የሆዋ ብዅሉ መገድታቱ ጻድቕ፡+

ኣብ ኵሉ እቲ ዚገብሮ ድማ እሙን እዩ።+

ק [ቆፍ]

18 የሆዋ ንዅሎም እቶም ዚጽውዕዎ፡+

ንዅሎም እቶም ብሓቂ* ዚጽውዕዎ ቐረባኦም እዩ።+

ר [ሬሽ]

19 ትምኒት እቶም ዚፈርህዎ የዕግብ፡+

ኣውያቶም ይሰምዕ፡ የናግፎም እውን።+

ש [ሺን]

20 የሆዋ ንዅሎም እቶም ዜፍቅርዎ ይሕልዎም፣+

ንዅሎም እኩያት ግና ኬጥፍኦም እዩ።+

ת [ታው]

21 ኣፈይ ውዳሰ የሆዋ ኺዛረብ እዩ፣+

ኵሉ ህያው* ንቕዱስ ስሙ ንዘለኣለመ ኣለም ይወድሶ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ